News

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ካብ ሰዓት 4 ምሸት ክሳብ 4:30 ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታ ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰኑይ፡ ሳይንስን ተክኖሎጂን / ሕርሻ ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን ...
ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ተሊምዎ ዝነበረ ናይ ኣደባባይ በዓል ከምዝሰረዞ አፍሊጡ። ኣብ መንጎ ኣመራርሓኡ ክፍፍል ዝገጠሞ ህወሓት መበል 50 ዓመት ምስረታኡ ሎሚ 11 ለካቲት ኣኽቢሩ። ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ከምባ ወረዳ ዝርከብ ሆስፒታል ብሰንኪ ክፍሊት ደሞዝ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ኣገልግሎቱ ምትዕንቃፉ ነበርቲ ይገልጹ። ብመሰረት ሰብ-መዚ’ቲ ወረዳ 85 ሰብ-ሞያ ሕክምና ስራሕ ደው ምባሎም ሓቢሮም ኣለው። ሜዲካል ዳይሬክተር ...
ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ወገን ህወሓት፡ ድሕሪ “ወፍሪ እምቢታ” ዝሰመዮ ዕጹው ኣኼባ ምዝዛሙ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ብስም ምፍናውን ምጥያስን ናብ ሲቪላዊ ናብራን (DDR) ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንሰራዊት ይብትል ኣሎ ክብል ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ግዳይ ማእሰርቲን ስእነት መሰረታዊ መዛግብቲ ኴንና ኢሎም ኣብ ዘማርርሉ እዋን፡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ (RRS)፡ ንዓኣቶም ዝኸውን ኣብ ክልል ዓፋር ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ...
ኣብ ደቡብ ሶማልያ ኣብ ዝነበረ ብርቱዕ ውግእ ብውሑድ 11 ሰራዊት መንግስቲ ከምዝሞቱ ሰበ ስልጣን ገሊጾም። እቲ ውግእ ካብ ኪስማዩ ኣብ 60 ኪ/ሜ ርሕቀት ከምዝተካየደ’ውን እቲ ዜና ይሕብር። ክዛረቡ ስለዘይተፈቀደ መንነትቶም ክዕቐበሎም ዝሓተቱ ...
ተወላዶ ትግራይ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ “ኣብ ሞንጎ መሪሕነት ህወሓት ዘሎ ኣፈላላይ ደማዊ ግጭት ከየስዕብ የሻቕለና” ይብሉ። እቲ ኣብ መንጎ መሪሕነት ህወሓት እናተጋደደ ይኸይድ ዘሎ ኣፈላላይን ውሽጣዊ ፍሕፍሕን፣ ንህዝቢ ክልል ትግራይ ...
ፕረዚደንት ፑቲን ሓንቲ ሃገር በተን ኑክሌር ዝዓጠቓ ሃገራት ተደጊፋ ብሚሳይል ኣብ ልዕሊ ሩስያ መጥቃዕቲ እንተፈጺማ፡ ሩስያ ብኑክሌራዊ ኣጽዋር ናይ ምምላስ መሰል ኣለዋ ኢሎም። ንሶም ወሲኾም ክሳብ ሕጂ ዝጸንሐ ውዕል ኑክሌር ምስ ኩነታት ...
Lebanon: Israel killed a top Hezbollah commander in an airstrike on Beirut's southern suburbs on Friday, sharply escalating the year-long conflict between Israel and the Iran-backed group. Lebanese ...
ኣብ 1948 ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ተወሊዱ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየን ዝተማህረን ዑስማን ካብ ብንእሽቶኡ እንከሎ ፍቕሪ ሙዚቃ ሓዲሩዎ። ዑስማን ዓብዱልራሒም ከም በዓል “ኣብ ከተማ ምጽዋዕ”፡ “ፍቕሪ ዕዉር ኣሚነ”፡ “ጸላም ብሮት ዘላት” “ዓቕሊ ጽበት ...