News

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ካብ ሰዓት 4 ምሸት ክሳብ 4:30 ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታ ...
ኣብ ከተማ መቐለ እትርከብ ማእከል ሕክምና ዓይኒ ፍፁም ብርሃን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ን163 ጸገማት ዓይኒ ዝጸንሖም ዜጋታት ናጻ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ሂቡ ነይሩ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝተረኽበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ፡ ንሓፈሻዊ ኣገልግሎት እታ ማእከልን ኣብቲ ...
ኣብ ሰሜን ጎንደር ከተማ ዳባት ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝርከቦም ክልተ ሰባት ከም ዝተቐተሉን ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ድማ ክልተ ካልኦት ኤርትራውያን ከም ዝቖሰሉን ስደተኛታት ካብቲ ቦታ ንድምፂ ኣመሪካ ገሊፆም። ኣብ ወረዳ ዳባት፡ ምምሕዳር ጣቢያ ...
ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ወገን ህወሓት፡ ድሕሪ “ወፍሪ እምቢታ” ዝሰመዮ ዕጹው ኣኼባ ምዝዛሙ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ብስም ምፍናውን ምጥያስን ናብ ሲቪላዊ ናብራን (ddr) ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንሰራዊት ይብትል ኣሎ ክብል ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰኑይ፡ ሳይንስን ተክኖሎጂን / ሕርሻ ...
ዋሽንግተን — ፕረዚደንት ፑቲን ሓንቲ ሃገር በተን ኑክሌር ዝዓጠቓ ሃገራት ተደጊፋ ብሚሳይል ኣብ ልዕሊ ሩስያ መጥቃዕቲ እንተፈጺማ፡ ሩስያ ብኑክሌራዊ ኣጽዋር ናይ ምምላስ መሰል ኣለዋ ኢሎም። ...
15 ሚያዝያ ዝጀመረ ኲናት ሱዳን፡ ነቶም ኣቐዲሞም’ውን ግዳይ ተደጋጋሚ ዒላማ በበይኖም ወገናት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝበኣሰ ጸገም ኰይኑዎም ኣሎ። ምስቲ ዘሎ ሽግር መራኸቢታት ምስ ኣብ ሱዳን ዘለዉ ስደተኛታት ንምዝርራብ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን ...
Lebanon: Israel killed a top Hezbollah commander in an airstrike on Beirut's southern suburbs on Friday, sharply escalating the year-long conflict between Israel and the Iran-backed group. Lebanese ...
ገጣሚ፡ ኣርታዒ፡ ጋዜጠኛን ጸሓፊ ሓጸርቲ ዛንታታን ሃይለ ቢዘን፡ ኣብቲ ንልዕሊ 30 ዓመታት ዝኸይድ ኣዝዩ ንጡፍ ናይ ስነ-ጽሑፍ ህይወቱ፡ እንተስ ብግጥምታቱ ወይ ድማ ንሱ ዝመርሖም ተበግሶታት ኣብ ስነ-ጽሑፍ ትግርኛ፡ ብሕልፊ ድማ ናይ ኤርትራ ...
ተወላዶ ትግራይ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ “ኣብ ሞንጎ መሪሕነት ህወሓት ዘሎ ኣፈላላይ ደማዊ ግጭት ከየስዕብ የሻቕለና” ይብሉ። እቲ ኣብ መንጎ መሪሕነት ህወሓት እናተጋደደ ይኸይድ ዘሎ ኣፈላላይን ውሽጣዊ ፍሕፍሕን፣ ንህዝቢ ክልል ትግራይ ...
ካብ 771 ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ክሳብ 612 ዓ/ም ዝነበረት ከተማን ቤተ እምነትን ኣብ ክልል ትግራይ ተረኺባ:: እቲ ጥንታዊት ቦታ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ዝርከብ ኮይኑ ዘመነ ስልጣነ ደኣማት (ይሓ) ምስ ስልጣነ ኣክሱም ዘራኽብ እዩ ተባሂሉ:: ኣብዚ ጉዳይ ጠሚቱ ...